RSC Africa Logo
CWS Logo
 
My Case 
RSC Africa | US Refugee Admissions Program
 

ሎግ ኢን ኣመልካቲ

ክቡር ዩ ኤስ ኣር ኤ ፒ ኣመልካቲ,

እዚ ኣብ ኣር ኤስ ሲ ኣፍሪቃ ዘሎ ናትካ ከይዝ ኢዩ። ብዛዕባ ኣብ ኣመሪካ ናይ ምካድን ሰፈራን ዘሎ ሓበሬታ ክትርኢ ይሕግዘካ። ሎግ ኢን ንምግባር ኣብ ፀጋም ንዘሎ ሎግ ኢን ተጠቐም፤ ብዛዕባ ኩነታት ጉዳይካ (ከይዝካ) ክኣ ክትሕበር ኢኻ።

ፈለማ ቃለ መሕተት (ኢንተርቪው) ዘግበረካ ናይ ኣር ኤስ ሲ ኣፍሪቃ ሰራሕተኛ ፓስ ዎርድ ሂቡካ ይኸውን። ናትካ ፓስ ዎርድ እንተረሲዕካዮ ወይ ክትቅይሮ እንተደሊኻ ብፀጋም ዘሎ ሪኩዌስት ፓስ ዎርድ ቸንጅ ምልክት ግበር (ፅቐጥ)፤ ብድሕሪኡ መምርሒ ተኸተል።

ብዛዕባ ጉዳይካ (ከይዝካ) ንኣር ኤስ ሲ ኣፍሪቃ ወይ ናይ ኣመሪካ ምቕባል ስደተኛታት ፕሮግራም ተወሳኺ ሕቶ ምሥህልወካ ብ ኢመይል case@CWSAfrica.org. ክትሓትት ትኽእል። ኣር ኤስ ሲ ኣፍሪቃ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ናይ ስራሕ መዓልቲ መልሲ ክህበካ ኢዩ።

ዩ ኤስ ኣር ኤይ ፒ ካብ ክፍሊት ነጻ እዩ። ሰልዲ እንተተሓቲትኩም ወይ ናይ ጉቦ ጥርጣሬ ምስዝህሉ ናብ Fraud@CWSAfrica.org ኣመልክቱ።
ቋንቋ ቀይሩ

Login
ኩነታት ከይዝኩም ክትፈልጡ ብክብረትኩም ቁፅሪ ከይዝኩምን ፓስ ዎርድን ኣብ ታሕቲ ፅሓፉ፤
Username not entered
ቁፅሪ ከይዝ :
 
Password not entered
ፓስ ዎርድ:  
 
 
Remember me next time
    
 
ናትኩም ፓስ ዎርድ ኣይትዝክርዎን
RSC Africa is operated by CWS as part of a cooperative agreement with the United States Department of State. This website was funded by the United States Department of State under the authority of the Migration and Assistance Act of 1962, as amended. The opinions, findings, and conclusions stated herein are those of the author and do not necessarily reflect those of the United States Department of State.